Translation of "cure" into Tigrinya
ፈውሲ, ምሕዋይ, መድሃኒት are the top translations of "cure" into Tigrinya.
a solution to a problem [..]
-
ፈውሲ
nounSome sell “treatments” or “cures” backed with false claims or supposed testimonials.
እቲ “ሕክምና” ወይ “ፈውሲ” ዚብልዎ ነገር ንብዙሓት ከም ዝጠቐመ ኣምሲሎም ብምቕራብ፡ ኪሸጡልና ይፍትኑ እዮም።
-
ምሕዋይ
▪ By what power do some perform “miraculous” cures?
▪ ገሊኦም ብናይ መን ሓይሊ እዮም “ተኣምራዊ” ምሕዋይ ዚገብሩ፧
-
መድሃኒት
The doctor behind the breakthrough made enormous sacrifices to make the cure possible.
እቲ ሓኪም ነቲ መድሃኒት ንምርካብ ብዙሕ መስዋእቲ እዩ ገይሩ።
-
ሓወየ
Summary: The Syrian army chief Naaman is cured of a loathsome disease after an Israelite girl recommends that he see Elisha.
ጽማቝ፦ ሓንቲ እስራኤላዊት ጓል ነቲ ሓለቓ ሰራዊት ሶርያ ዝነበረ ንእማን፡ ናብ ኤልሳእ ኪኸይድ ሓሳብ ሃበቶ፣ ንሱ ኸምኡ ምስ ገበረ ኸኣ፡ ካብቲ ዜፈንፍን ሕማሙ ሓወየ።
-
Show algorithmically generated translations
Automatic translations of "cure" into Tigrinya
-
Glosbe Translate
-
Google Translate